top of page
“መኰነን ኪዳነ፡ ንሓደ ካብ ሕንቅልሕንቅሊተያት ብረታዊ ቓልስና፡ ብናይ ገዛእ ዓይኑ ምስክርነትን ብደቒቕን ዝርዝራውን ምርምሩን ስጡም ዝኾነ ናይ ኣዘናትዋ ጥበብን ፈቲሑልና ኣሎ ”
ኣለምሰገድ ተስፋይ
“ንኣስታት 40 ዓመታት፡ ዳርጋ ብዝበዝሕ ሰብ ከይተፈልጠን ከይተነግረሉን ዝጸንሐ፡ ዘሕዝን ኣሰንባዲ ፍጻመ ‘ድንገት ኣብ ዓጋመት’ ሎሚ ብርዒ መኰነን ተወሊዳቶ !”
ሰሎሞን ጸሃየ
ሰሎሞን ጸሃየ
“ብዝተረጋገጸን ብብዙሕ ጭብጥታት ብዝተደገፈን ዝርዝራዊ ቀዳማይ ምንጪ ሓበሬታ፡ ምኡዝ ዋሕዚ ኣዘናትዋ! ድንቂ ስነ-ጽሑፋዊ ኣበርክቶ”
ሰሎሞን በርሀ
“ነቲ ብኣጒል ትረኻ ክድብንን ክረስሕን ዝጸንሐ ኣሰዋውኣ ላዕለዋይ ኣባል ፖለቲካዊ ቤት ጽ ሕፈት ህ.ግ.ሓ.ኤ.ን ምስኡ ዝሓላፉ ፍሉጥ ሊቅ ወተሃደራዊ ስነ-ፍልጠት ዝርከቡዎም ጀጋኑ ተጋደልትን፡ ብጭብጢ ኣሰንያ፡ ስለ ዝቐረበት፡ ብቕዕቲ ዕዮ ምርምር ኮይና ረኺበያ””
ፍስሃየ ኪዳነ
Contact frenamekonen@gmail.com
+1 (202) 200-2361
Shabaybooks.com – reliable shipping worldwide
bottom of page